ምስ ሚኒስተር ሕርሻን ኣከባብን ሪፓብሊክ ኬፕ ቨርደ ናቱ ብሉጽ ኣኼባ ገበርኩ ። ክልቴና ፡ ነቲ ኣብ መላእ ዓለም ተኸሲቱ ዘሎ ክሊማዊ ፡ ሰብኣዊ ቅልውላውን ደርቅን ብሓባርን ብምትሕልላፍን ፡ ነቲ ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ምውቃዕ ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ተመያየጥናሉ ።

Brief meeting with #Minister of agriculture and environment of Cape Verde H.E Gilberto Silva. We discussed how important it is to deal with the #Climate, humanitarian criss and draught globally through #intercontinental, #intergenerational and #intersectional action frame work.
ምስ ሚኒስተር ሕርሻን ኣከባብን ሪፓብሊክ ኬፕ ቨርደ ናቱ ብሉጽ ኣኼባ ገበርኩ ። ክልቴና ፡ ነቲ ኣብ መላእ ዓለም ተኸሲቱ ዘሎ ክሊማዊ ፡ ሰብኣዊ ቅልውላውን ደርቅን ብሓባርን ብምትሕልላፍን ፡ ነቲ ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ምውቃዕ ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ተመያየጥናሉ ። Brief meeting with #Minister of agriculture and environment of Cape Verde H.E Gilberto Silva. We discussed how important it is to deal with the #Climate, humanitarian criss and draught globally through #intercontinental, #intergenerational and #intersectional action frame work.
Like
Love
7
0 Comments 0 Shares 1242 Views